ናይ ሒሳብ በዓል ሞያ

ሆቴል ሂልቶፕ
መብርሂ

ሆቴልና ሂልቶፕ ሆቴል ንዝስዕብ ስራሕ አመልከተቲ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ቀዳማይ ዲግሪ ወይም ዲፕሎማ ብኣካዉንቲንግ

ተደላይይ ክእለት

ኮምፒተርን ፒችትሪ ክእለት ዘለዎ/ ዋ

ልምዲ ስራሕ

1 ዓመት ንዲግሪ

2 ዓመት ንዲፕሎማ

መተሓሳሰቢ

አመልከቲ ካብ ሎሚ 05 /07 /2008 ዓም ጀሚሩ ንተከታታሊ 7 መዓልቲ ኣብ ዘሎ ግዘ ክተመልክቱ ነተሓሳስብ

Share this Post:
ድሕሪት