| ሆቴል ሂልቶፕ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ናይ ሒሳብ በዓል ሞያ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ረቡዕ መጋቢት 7, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ መጋቢት 12, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ሆቴልና ሂልቶፕ ሆቴል ንዝስዕብ ስራሕ አመልከተቲ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ቀዳማይ ዲግሪ ወይም ዲፕሎማ ብኣካዉንቲንግ |
| ተደላይይ ክእለት | ኮምፒተርን ፒችትሪ ክእለት ዘለዎ/ ዋ |
| ልምዲ ስራሕ | 1 ዓመት ንዲግሪ 2 ዓመት ንዲፕሎማ |
| መተሓሳሰቢ | አመልከቲ ካብ ሎሚ 05 /07 /2008 ዓም ጀሚሩ ንተከታታሊ 7 መዓልቲ ኣብ ዘሎ ግዘ ክተመልክቱ ነተሓሳስብ |