ካሽር

ኮሌጅ ቴክኖሎጂ ማይ ኦፕን
መብርሂ

ኦፕን የዉሃ ቴክኖሎጂ ኮሌጅ ካብዚ ቀፂሉ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ዲፕሎማ ብአካዉንቲንግ ፣ብኢንፎርሜሽን ኮሚኒኬሽን ቴክኖሎጂ /ICT/ /10+3/ ክተቅርብ እትክእል

ተደላይይ ክእለት

ዲፕሎማ ብአካዉንቲንግ ፣ብኢንፎርሜሽን ኮሚኒኬሽን ቴክኖሎጂ /ICT/ /10+3/ ክተቅርብ እትክእል

ልምዲ ስራሕ

ብካሽ ረጅስተር ሓደ ዓመትን ልዕሊኡን ዝሰረሐትን መረዳእታ ክተቅርብ እትክእልን

መተሓሳሰቢ

አመልከቲ ናይ ትምህርቲን ናይ ስራሕን ልምዲ ማስረጃክን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ አዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዘለዉ ተከታተልቲ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉሽጢ አብ ስራሕ ሰዓት አብ ምምሕዳር ሰራሕተኛ ብአካል እንዳቀረብክን ምምልካት ከምትክእላ ነፍልጥ

Share this Post:
ድሕሪት