| ኮሌጅ ቴክኖሎጂ ማይ ኦፕን | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ካሽር |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ መጋቢት 6, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ቀዳም መጋቢት 10, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ኦፕን የዉሃ ቴክኖሎጂ ኮሌጅ ካብዚ ቀፂሉ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ዲፕሎማ ብአካዉንቲንግ ፣ብኢንፎርሜሽን ኮሚኒኬሽን ቴክኖሎጂ /ICT/ /10+3/ ክተቅርብ እትክእል |
| ተደላይይ ክእለት | ዲፕሎማ ብአካዉንቲንግ ፣ብኢንፎርሜሽን ኮሚኒኬሽን ቴክኖሎጂ /ICT/ /10+3/ ክተቅርብ እትክእል |
| ልምዲ ስራሕ | ብካሽ ረጅስተር ሓደ ዓመትን ልዕሊኡን ዝሰረሐትን መረዳእታ ክተቅርብ እትክእልን |
| መተሓሳሰቢ | አመልከቲ ናይ ትምህርቲን ናይ ስራሕን ልምዲ ማስረጃክን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ አዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዘለዉ ተከታተልቲ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉሽጢ አብ ስራሕ ሰዓት አብ ምምሕዳር ሰራሕተኛ ብአካል እንዳቀረብክን ምምልካት ከምትክእላ ነፍልጥ |