ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | በዓል ሙያ ካሜራ |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ሶኒ ጥሪ 19, 2006 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሓሙስ የካቲት 27, 2006 |
ቦታ | መቐለ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | መ.መ.ቁ 28-7-7 |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 1 |
መብርሂ | ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ 2006 ዓ/ም በጀት ዓመት በዓለ ሙያታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት፣ ብዝውውር፣ ክቆፅር ስለዝደሊ ድልየት ዘለኩም ተወዳደርቲንክተመዕክቱ በዚ ምዕክታ ይዕድም። ናይ ደረጃ ትምህርቲን ልምዲ ስራሕም 12 ክፍሊ ዝወደኣ/ት ወይም ብሓዱሽ ፖሊሲ ይምህርቲ 10ይ ክፍሊ ዝወደአ/ት ኮይኑ/ና ብቪድዮ ግራፊ ካሜራ 8 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ/ዋ 10+1 ካብ ቴክኒክን ሞያን ዝተመረቀ/ት 6 ዓመት በቲ ሙያ መደብ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒኪን ሙያን ብዲፕሎማ ወይ 10+2 ብሰርቲፊኬት ዝተመረቀ ኮይኑ/ና ብቪድዮ ፎቶን ካሜራን 4 ዓመት ስርሕ ልምዲ ዘሎዎ/ዋ መደብ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒኪን ሙያን ብዲፕሎማ ወይ 10+3 ብዲፕሎማ ዝተመረቀ ኮይኑ/ና ብቪድዮ ፎቶን ካሜራን 2 ዓመት ስርሕ ልምዲ ዘሎዎ/ዋ ሲ.ኦ.ሲ ዝሓለፈ/ት ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ |
ትምህርቲ ደረጃ | |
ተደላይይ ክእለት | |
ልምዲ ስራሕ | |
መተሓሳሰቢ |