Executive secretary

ፍረ ስዉኣት ኢንዱስተሪ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ
መብርሂ

ትካልና ፍረስዉአት ኢንዳስትርያል ሓ.ዝ.ወ.ማ ንሓዱሽ ዎርክሾፕ ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

Information technology

Secretary and office management

ተደላይይ ክእለት

Information technology

Secretary and office management

ልምዲ ስራሕ

2 ዓመት በቲ ሞያ ዝሰረሐት

መተሓሳሰቢ

እዚ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ ረቀሒ እተማእኣ ተወዳደርቲ እዚ ምልክታ ካብ ዘወፀሉ 24 /06 /2008 ዓም ክሳብ 29/ 06 /2008 ዓም ኣብ ዘሎ ግዘ ንክትምዝገባ ንዕድም

አድራሻ ዓይደር ቀበሌ 03

ድሕሪ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0914130600

Share this Post:
ድሕሪት