| ፍረ ስዉኣት ኢንዱስተሪ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | Executive secretary |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ቀዳም የካቲት 26, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሰሉስ የካቲት 29, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ትካልና ፍረስዉአት ኢንዳስትርያል ሓ.ዝ.ወ.ማ ንሓዱሽ ዎርክሾፕ ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | Information technology Secretary and office management |
| ተደላይይ ክእለት | Information technology Secretary and office management |
| ልምዲ ስራሕ | 2 ዓመት በቲ ሞያ ዝሰረሐት |
| መተሓሳሰቢ | እዚ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ ረቀሒ እተማእኣ ተወዳደርቲ እዚ ምልክታ ካብ ዘወፀሉ 24 /06 /2008 ዓም ክሳብ 29/ 06 /2008 ዓም ኣብ ዘሎ ግዘ ንክትምዝገባ ንዕድም አድራሻ ዓይደር ቀበሌ 03 ድሕሪ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ንዝበለፀ ሓበሬታ 0914130600 |