| ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | አማካሪ/ ት ሕጊ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ዓርቢ የካቲት 25, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሰንበት መጋቢት 4, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ኣብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሞያ ክልል ትግራይ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ካብ ደገ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ብሕጊ ትምህርቲ 1ይ ዲግሪን ልዕሊኡን |
| ተደላይይ ክእለት | ፍልጠት ኣብ ሪፎርማት አሰርሓታት ሲቪል ሰርቪስ አፍልጦ ዘለዎ /ዋ ክእለት ምዘና መረጋገፂ ብቅዓተ ሞያ ዝምልከቶ እንትከዉን level by level ብርኪ 4/5 ዝበቀዐ/ ት መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ /ዋ ስነ ምግባር ፅቡቅ ስነ ምግባር ዘለዎ /ዋ |
| ልምዲ ስራሕ | አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ መስመር ስራሕ ብዝሓቶ መስመር መሰረት 1ይ ዲግሪ 5 ዓመት መስመር ስራሕ ብዝሓቶ መስመር መሰረት 1ይ ዲግሪ 4 ዓመት መስመር ስራሕ ብዝሓቶ መስመር መሰረት 1ይ ዲግሪ 3 ዓመት ኮይኑ ቀጥታ ብአማካሪ ሕጊ፡Â ብዓቃቢ ሕጊ ፡ ጠበቃን አማካሪንÂ ኮይኑ ዝሰረሐ |
| መተሓሳሰቢ | መመዝገቢ ቦታ ኣብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 10 ደ/ ከ/ስራሕ አመራርሓ ስራሕቲ ሓየሊ ሰብ አድራሻ : Â ኤጀንሲ ምርጋግፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ቀበሌ 17 ጥቃ ዕዳጋ ብዕራይ ወይ ክላስተራትና ንዞባ ሰ ምዕራብ /ሽረ/ ዲሰከ ክላስተር መተሓባበሪ ኣብÂ ማይክሮ ፋይናንስ ህንፃÂ ስ ቁ 0344434335Â ወይ 0914780669 ንዞባ ደቡብ /ማይጨዉ/ ዲሰከ ክላስተር መተሓባበሪ ኣብ የግል ድርጅት ዋስትና ህንፃ ስ ቁ 0347771643Â ወይ 0910799903 ንዞባ ማእከል /ኣክሱም/ ዲሰከ ክላስተር መተሓባበሪ ኣብ ማይክሮ ፋይናንስ ህንፃÂ ስ ቁ 0347753909Â ወይ 0914743621 Â Â ተወሳኺÂ ሐበሬታÂ ብስ ቁ 0348409235Â ወይÂ 0914748573Â ወይÂ 0914876912 |