ኪኢላ መር ላዕለዋይ ቴክኒክ ኦፊሰር

በዓል መዚ ልማዓት እቶት ትግራይ
መብርሂ

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክ/ ትግራይ ንዞም ክፍቲ ስራሕ ከደበ ካብዚ ትሕት ኢሎም ዝተሓበሩ ረቋሒ መሰረት ንክትወዳደሩ ይዕድም

ትምህርቲ ደረጃ

ብኤለክትሪካል ወይ ኤለክትሮኒክስ ኢንጂነሪንግ

ተደላይይ ክእለት

ብኤለክትሪካል ወይ ኤለክትሮኒክስ ኢንጂነሪንግ

ልምዲ ስራሕ

BA 4 ዓመት

MA 2 ዓመት

መተሓሳሰቢ

ሲኦሲ ዝምልከቶ መረዳእታ ዘቅርብ

ተወዳደርቲ መረዳእታ ሓይሊ ሰብ መሰረታዊ ክእለት ኮምፒተር ዘለዎ

ናይ ትምህርትን ስራሕን ልምድን መረዳእታ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን

ካብ ዝሰርሐሉ ቤት ዕዮ ብዝዓባ ሰነምግባር ዝገልፅ መረዳእታ ዘቅርብ

ምዝገባ ካብ 16/ 06/ 2008 ዓም ክሳብ 21/ 06 /2008 ዓም

ናይ ምዝገባ ቦታ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክትግራይÂ ኬዝ ቲም ትልምን ምዉፋርን

Share this Post:
ድሕሪት