https://milkta.com/ti/jobs/display/951
በዓል መዚ ልማዓት እቶት ትግራይ
መፀውዒ መደብ ኪኢላ መር ላዕለዋይ ቴክኒክ ኦፊሰር
ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም የካቲት 19, 2008
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሶኒ የካቲት 21, 2008
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን መኣካላይ ደረጃ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክ/ ትግራይ ንዞም ክፍቲ ስራሕ ከደበ ካብዚ ትሕት ኢሎም ዝተሓበሩ ረቋሒ መሰረት ንክትወዳደሩ ይዕድም

ትምህርቲ ደረጃ

ብኤለክትሪካል ወይ ኤለክትሮኒክስ ኢንጂነሪንግ

ተደላይይ ክእለት

ብኤለክትሪካል ወይ ኤለክትሮኒክስ ኢንጂነሪንግ

ልምዲ ስራሕ

BA 4 ዓመት

MA 2 ዓመት

መተሓሳሰቢ

ሲኦሲ ዝምልከቶ መረዳእታ ዘቅርብ

ተወዳደርቲ መረዳእታ ሓይሊ ሰብ መሰረታዊ ክእለት ኮምፒተር ዘለዎ

ናይ ትምህርትን ስራሕን ልምድን መረዳእታ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን

ካብ ዝሰርሐሉ ቤት ዕዮ ብዝዓባ ሰነምግባር ዝገልፅ መረዳእታ ዘቅርብ

ምዝገባ ካብ 16/ 06/ 2008 ዓም ክሳብ 21/ 06 /2008 ዓም

ናይ ምዝገባ ቦታ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክትግራይÂ ኬዝ ቲም ትልምን ምዉፋርን

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle