ኪኢላ ክትትልን ገምጋምን

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን
መብርሂ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ አዉራ ከይዲ ስራሕ ም /ዓ/ ክ ዉሽጢ ኦዲት ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብናይ ደገ ቁፃርን ደገ ዝዉዉርን አወደዳዲሩን አወዳዲሩ ከማልእ ይደሊ ብዙይ መሰረት ነቲ ዝወፀ መመዘኒ ረቆሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ብዙይ ምልክታ ይዕድም

ትምህርቲ ደረጃ

ቀዳማይ ዲግሪ አካዉንቲንግ ፣አካዉንቲንግ ፋይናንስ ፣ማናጅመንት

ተደላይይ ክእለት

ቀዳማይ ዲግሪ አካዉንቲንግ ፣አካዉንቲንግ ፋይናንስ ፣ማናጅመንት

ልምዲ ስራሕ

7 ዓመት አግባብ ዘለዎ ንዲግሪ

5 ዓመት አግባብ ዘለዎንማስተርስ

መተሓሳሰቢ

አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ማለት ምስቲ ስራሕ መደብ ቀጥታ ርክብ ዘለዎ ማለት

ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 15/ 06/ 2008 ዓም ክሳብ 21/ 06 /2008 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት

ሲኦሲ ዝምልከተኩም መረዳእታኩም ክተቅርቡ ይግባእ

ዉፅኢት ተኮር ናይ ክልል ጊዜ ፅማቅ ከቅርብ አለዎ

ናይ ምዝገባ ቦታ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን

ፈተና ዝወሀሃበሉ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ እዩ

Share this Post:
ድሕሪት