ቢሮ ትልምን ፋይናንስን | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ኪኢላ ክትትልን ገምጋምን |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ረቡዕ የካቲት 16, 2008 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ የካቲት 21, 2008 |
ቦታ | መቐለ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | 16 -12- 05 16 -12- 07 |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 2 |
መብርሂ | ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ አዉራ ከይዲ ስራሕ ም /ዓ/ ክ ዉሽጢ ኦዲት ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብናይ ደገ ቁፃርን ደገ ዝዉዉርን አወደዳዲሩን አወዳዲሩ ከማልእ ይደሊ ብዙይ መሰረት ነቲ ዝወፀ መመዘኒ ረቆሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ብዙይ ምልክታ ይዕድም |
ትምህርቲ ደረጃ | ቀዳማይ ዲግሪ አካዉንቲንግ ፣አካዉንቲንግ ፋይናንስ ፣ማናጅመንት |
ተደላይይ ክእለት | ቀዳማይ ዲግሪ አካዉንቲንግ ፣አካዉንቲንግ ፋይናንስ ፣ማናጅመንት |
ልምዲ ስራሕ | 7 ዓመት አግባብ ዘለዎ ንዲግሪ 5 ዓመት አግባብ ዘለዎንማስተርስ |
መተሓሳሰቢ | አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ማለት ምስቲ ስራሕ መደብ ቀጥታ ርክብ ዘለዎ ማለት ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 15/ 06/ 2008 ዓም ክሳብ 21/ 06 /2008 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ሲኦሲ ዝምልከተኩም መረዳእታኩም ክተቅርቡ ይግባእ ዉፅኢት ተኮር ናይ ክልል ጊዜ ፅማቅ ከቅርብ አለዎ ናይ ምዝገባ ቦታ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ፈተና ዝወሀሃበሉ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ እዩ |