ንኡስ ጨንፈር ልቃሕ ኪኢላ

ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ጨንፈር ኩሓ
መብርሂ

ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ አማ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደበ ዝስዕብ ረቀሒ ዘማልኡ ሰራሕተኛታት አወዳዲራ ክትቆፅር ትደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ኮሌጀ ዲፕሎማ አከዉንቲንግ ባንኪንግ ኤንድ ፋይናንስ

ተደላይይ ክእለት

ኮሌጀ ዲፕሎማ አከዉንቲንግ ባንኪንግ ኤንድ ፋይናንስ

ልምዲ ስራሕ

0 ዓመት

መተሓሳሰቢ

መመዝገቢ ካብ ዕለት 14 /06 /2008 ዓም ክሳብ ዕለት 18 /06 /2008 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት

መመዝገቢ ቦታ ኣብ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዋና ቤት ፅሕፈተ 2ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 373 /ጨንፈር ኩሓ/

ተመዝገብቲ ኦርጅናል ዶክሜንት ምስ ዘይምለስ ኮፒ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ሒዝኩም እናመፃእኩም ክትምዝገቡ ንሕብር

Share this Post:
ድሕሪት