| ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ጨንፈር ኩሓ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ንኡስ ጨንፈር ልቃሕ ኪኢላ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሶኒ የካቲት 14, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ የካቲት 18, 2008 |
| ቦታ | ትካል ኣብ ዝመደቦ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 200 |
| መብርሂ | ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ አማ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደበ ዝስዕብ ረቀሒ ዘማልኡ ሰራሕተኛታት አወዳዲራ ክትቆፅር ትደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ኮሌጀ ዲፕሎማ አከዉንቲንግ ባንኪንግ ኤንድ ፋይናንስ |
| ተደላይይ ክእለት | ኮሌጀ ዲፕሎማ አከዉንቲንግ ባንኪንግ ኤንድ ፋይናንስ |
| ልምዲ ስራሕ | 0 ዓመት |
| መተሓሳሰቢ | መመዝገቢ ካብ ዕለት 14 /06 /2008 ዓም ክሳብ ዕለት 18 /06 /2008 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት መመዝገቢ ቦታ ኣብ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዋና ቤት ፅሕፈተ 2ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 373 /ጨንፈር ኩሓ/ ተመዝገብቲ ኦርጅናል ዶክሜንት ምስ ዘይምለስ ኮፒ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ሒዝኩም እናመፃእኩም ክትምዝገቡ ንሕብር |