ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ኪኢላ ፋይናንስን ምምሕዳርን ኦፊሰር |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ሶኒ ጥሪ 19, 2006 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሓሙስ የካቲት 27, 2006 |
ቦታ | መቐለ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | መ.መ.ቁ 28-6-4 |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 1 |
መብርሂ | ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ 2006 ዓ/ም በጀት ዓመት በዓለ ሙያታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት፣ ብዝውውር፣ ክቆፅር ስለዝደሊ ድልየት ዘለኩም ተወዳደርቲንክተመዕክቱ በዚ ምዕክታ ይዕድም። ናይ ደረጃ ትምህርቲን ልምዲ ስራሕም ብኣካውንቲንግ፣ ፋይናንስ፣ ባንኪንግ ፋይናንስ ኮይነየ/ና ብዲግሪን ዝተመረቀ/ት/ በሪ ሙያ 5 ዓመት ናይ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኣብ መፅናዕቲ ካርታ ጅኦሎጂ ዝሰርሐ/ት ጂይ.ኣይ.ኤስ ስልጠና ዝወሰደ ይምረፅ መደበ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤተ ት/ቲ ቴክኒክን ሙያን ብ10+3 ዲፕሎማ ዝተመረቐ/ት ኮይኑ/ና በቲ ሙያ 12+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ |
ትምህርቲ ደረጃ | |
ተደላይይ ክእለት | |
ልምዲ ስራሕ | |
መተሓሳሰቢ |