ጀ/ አሰልጣኒ ጨርቃመርቂ /Garment/

ኮሌጅ ቴክኒክ እንትጮ
መብርሂ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን እንትጮ በቲ ኣብ ታሕቲ መፀዉዒ መደብ ስራሕ ሰራሕተኛታትአወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ በዚ መሰረት ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ተዳላዩ ክእለት እተማልኡ ተወዳደርቲ ይዕድም

ትምህርቲ ደረጃ

 C-level

ተደላይይ ክእለት

ደረጃ ብደረጃ ተመዚኑ ደረጃ አርባዕተ ሲኦሲ ዝሓለፈ /ት

ልምዲ ስራሕ

ብ ጨርቃመርቂ /Garment/ 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ

መተሓሳሰቢ

ምዝገባ ዝካየደሉ ቦታ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን እንትጮ ከይዲ አመራርሓ ስራሕ ሓይሊ ሰብ

ምዝገባ ዝካየደሉ ዕለት  ካብ 30 /05 /2008 ዓም ክሳብ 04/ 06 /2008 ዓም

ፈተና ዝካየደሉ ዕለት 7 /06 /2008  ዓም ሰዓት 4፡00

ፈተና ምስተካየደ ወድያዉኑ ኣብቲ ሰዓት ዉፅኢት ይልጠፍ

መተሓሳሰቢ ተመዝገብቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ብምሓዝ ኣብቲ ዝተጠቀሰ ናይ ምዝገባ ግዘ ክትምዝገቡ ነተሓሳስብ

Share this Post:
ድሕሪት