https://milkta.com/ti/jobs/display/925
ኮሌጅ ቴክኒክ እንትጮ
መፀውዒ መደብ ጀ/ አሰልጣኒ ጨርቃመርቂ /Garment/
ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ የካቲት 2, 2008
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ዓርቢ የካቲት 4, 2008
ቦታ እንትጮ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን እንትጮ በቲ ኣብ ታሕቲ መፀዉዒ መደብ ስራሕ ሰራሕተኛታትአወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ በዚ መሰረት ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ተዳላዩ ክእለት እተማልኡ ተወዳደርቲ ይዕድም

ትምህርቲ ደረጃ

 C-level

ተደላይይ ክእለት

ደረጃ ብደረጃ ተመዚኑ ደረጃ አርባዕተ ሲኦሲ ዝሓለፈ /ት

ልምዲ ስራሕ

ብ ጨርቃመርቂ /Garment/ 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ

መተሓሳሰቢ

ምዝገባ ዝካየደሉ ቦታ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን እንትጮ ከይዲ አመራርሓ ስራሕ ሓይሊ ሰብ

ምዝገባ ዝካየደሉ ዕለት  ካብ 30 /05 /2008 ዓም ክሳብ 04/ 06 /2008 ዓም

ፈተና ዝካየደሉ ዕለት 7 /06 /2008  ዓም ሰዓት 4፡00

ፈተና ምስተካየደ ወድያዉኑ ኣብቲ ሰዓት ዉፅኢት ይልጠፍ

መተሓሳሰቢ ተመዝገብቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ብምሓዝ ኣብቲ ዝተጠቀሰ ናይ ምዝገባ ግዘ ክትምዝገቡ ነተሓሳስብ

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle