ጨንፈር ኣዲስ ኣበባ መተሓባበሪ

ትግራይ ኩሉሓቆፍ ናይ ዕደጋ ፈዴራሽን ሓ/ዝ/ው/ማ
መብርሂ

ትግራይ ኩለመዳይ ዕደጋ ፌደረሽን ሓላ /ዝተ/ሕ/ስ/ማሕበር ኣብ ታሕቲ ንዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ ቦታ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ቢኤ ኢኮኖሚክስ ,ማርኬቲንግ ማናጅመንት, ቢዝነስ አድሚኒስትሬሽን

ተደላይይ ክእለት

ቢኤ ኢኮኖሚክስ ,ማርኬቲንግ ማናጅመንት, ቢዝነስ አድሚኒስትሬሽን

ልምዲ ስራሕ

6 ዓመት ርክብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

መተሓሳሰቢ

ደምወዝ: 6930 ተወሳኪ ናይ ትራንስፖርት 300 ብር

አመልከቲ ዘለኩም መረዳእታ ስራሕ ልምድን ትምህርትን ደረጃ ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም ብመቅራብ ካብ ዕለት 26 /05/ 2008 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 01 /06/ 2008 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ንክትምዝገበቡ

መመዝገቢ ቦታ ቀበሌ 11 ጥቃ ሰምሃል ክሊንክ ኣብ እንደርታ ዩኔን ህንፃ ካልኣይ ደብሪ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344410830 ወይ 034441089

Share this Post:
ድሕሪት