https://milkta.com/ti/jobs/display/911
ትግራይ ኩሉሓቆፍ ናይ ዕደጋ ፈዴራሽን ሓ/ዝ/ው/ማ
መፀውዒ መደብ ጨንፈር ኣዲስ ኣበባ መተሓባበሪ
ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጥሪ 27, 2008
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰሉስ የካቲት 1, 2008
ቦታ ኣዲስ ኣበባ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን መኣካላይ ደረጃ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ትግራይ ኩለመዳይ ዕደጋ ፌደረሽን ሓላ /ዝተ/ሕ/ስ/ማሕበር ኣብ ታሕቲ ንዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ ቦታ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ቢኤ ኢኮኖሚክስ ,ማርኬቲንግ ማናጅመንት, ቢዝነስ አድሚኒስትሬሽን

ተደላይይ ክእለት

ቢኤ ኢኮኖሚክስ ,ማርኬቲንግ ማናጅመንት, ቢዝነስ አድሚኒስትሬሽን

ልምዲ ስራሕ

6 ዓመት ርክብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

መተሓሳሰቢ

ደምወዝ: 6930 ተወሳኪ ናይ ትራንስፖርት 300 ብር

አመልከቲ ዘለኩም መረዳእታ ስራሕ ልምድን ትምህርትን ደረጃ ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም ብመቅራብ ካብ ዕለት 26 /05/ 2008 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 01 /06/ 2008 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ንክትምዝገበቡ

መመዝገቢ ቦታ ቀበሌ 11 ጥቃ ሰምሃል ክሊንክ ኣብ እንደርታ ዩኔን ህንፃ ካልኣይ ደብሪ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344410830 ወይ 034441089

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle