ዩንቨርስቲ መቐለ | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ናይ ትእዛዝ ትኬት ተቆፃፃሪ |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ሶኒ ጥሪ 23, 2008 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሓሙስ ጥሪ 26, 2008 |
ቦታ | መቐለ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 2 |
መብርሂ | ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕ ስራሕ ማሕበር ሸማቶ ሰራሕተኛታት ዩኒቨርሲቲ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደባት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ መመልከቲ ነቲ ዝተቀመጠ ረቀሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትምዝገቡ እትክእሉ ምካኑ ንሕብር |
ትምህርቲ ደረጃ | 10ይ ክፍሊን ልዕሊኡን |
ተደላይይ ክእለት | 10ይ ክፍሊን ልዕሊኡን |
ልምዲ ስራሕ | 1ዓመትን ልዕሊኡን በቲ ሙያ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ ዋ |
መተሓሳሰቢ | ጥቅማጥቅሚ ምግቢ ንምዝገባ ዘድሊ ዶክመንት ኦርጂናል ናይ ትምህርቲን ስራሕን ልምድን መረዳእታ ዘይምለሰ ፎቶ ኮፒ መመዝገቢ ዕለት ካብ 21/ 05/ 2008 ክሳብ 25 /05 /2008 ቅድሚ ሰዓትን ኣብ ስራሕ ሰዓት መመዝገቢ ቦታ መቀለ ዩኒቨርሲቲ ዋና ግቢ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ፈተና ዝወሃበሉ ዕለትን ቦታን 25 05 2008 ሰዓት 830 ኣብ ዩኒቨርሲቲ መቀለ ዋና ግቢ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ንተወሳኪ ሓበሬታ 251948469074 |