| ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | መራሒ ጉጅለ መማከሪ ሕጊ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሓሙስ ጥሪ 12, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ቀዳም ጥሪ 14, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ሲዒቡ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ንሕጊ ክኢላ ደረጃ 3 ዝሓቶ ተደላይ ረቀሒ ካልኣይ ዲግሪ MM 4 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ቀዳማይ ዲግሪ LLB 6 ዓመት |
| ተደላይይ ክእለት | ንሕጊ ክኢላ ደረጃ 3 ዝሓቶ ተደላይ ረቀሒ ካልኣይ ዲግሪ MM 4 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ቀዳማይ ዲግሪ LLB 6 ዓመት |
| ልምዲ ስራሕ | ካልኣይ ዲግሪ MM 4 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ቀዳማይ ዲግሪ LLB 6 ዓመት |
| መተሓሳሰቢ | ናይ መመዝገቢ ዕለት ካብ 10 /05 /2008 14 /05/ 2008 ዓም ኣብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንግዲ ክልል ትግራይ ሰራሕተኛታት ኮይኑ ተወዳደርቲ ዝተቀመጠ ረቀሒ ዘማልእ ጥራሕ ክከዉን ይግባእ ብተወሳኪ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ መረዳእታ ምስ ዋንኡ ብምትሕሓዝ ከትቀርቡ ይግባእ |