ሴክራተሪ

ሓርበል ንግድን ኢንዱስትሪን ሓ. ዝተ. ዉ .ማሕበር
መብርሂ

ትካልና  ሓርበል ንግድን ኢንዱስትሪን ሓ. ዝተ. ዉ .ኩባንያ ስፓ ናይ ተፈጥሮ ፍልፍል ማይ ስዒቡ ንዘሎ ዘማልእ ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ሴክራተሪ ዝተመረቀት

ተደላይይ ክእለት

ሴክራተሪ ዝተመረቀት

ልምዲ ስራሕ

0

መተሓሳሰቢ

ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ ረቀሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ዘድሊ ናይ ትምህርቲ መረዳእታታኩም ዋን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ዓይደር ፋብሪካ ደስታ ኣረቂ ዝነበረ ዝርከብ ቢሮና ማመልከቻኩም ካብ ዕለት 04/ 01/ 2016 ዓምፈ ክሳብ 09/ 01 /2016 ዓምፈ ወይደማ ካብ ዕለት 25 /04/ 2008 – 30/ 05/ 2008 ክትምዝገቡ እትክእሉ ምካንኩም ነተሓሳስብ

Share this Post:
ድሕሪት