| ሓርበል ንግድን ኢንዱስትሪን ሓ. ዝተ. ዉ .ማሕበር | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ሴክራተሪ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ ታሕሳስ 26, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ቀዳም ታሕሳስ 30, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ትካልና ሓርበል ንግድን ኢንዱስትሪን ሓ. ዝተ. ዉ .ኩባንያ ስፓ ናይ ተፈጥሮ ፍልፍል ማይ ስዒቡ ንዘሎ ዘማልእ ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ሴክራተሪ ዝተመረቀት |
| ተደላይይ ክእለት | ሴክራተሪ ዝተመረቀት |
| ልምዲ ስራሕ | 0 |
| መተሓሳሰቢ | ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ ረቀሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ዘድሊ ናይ ትምህርቲ መረዳእታታኩም ዋን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ዓይደር ፋብሪካ ደስታ ኣረቂ ዝነበረ ዝርከብ ቢሮና ማመልከቻኩም ካብ ዕለት 04/ 01/ 2016 ዓምፈ ክሳብ 09/ 01 /2016 ዓምፈ ወይደማ ካብ ዕለት 25 /04/ 2008 – 30/ 05/ 2008 ክትምዝገቡ እትክእሉ ምካንኩም ነተሓሳስብ |