ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ጅንየር ኤሌክትርሻን |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ሶኒ ጥሪ 19, 2006 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ ጥሪ 26, 2006 |
ቦታ | መቐለ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 1 |
መብርሂ | ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ በዚ ቀፂሉ ንዘሎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ክቅፅር ስለዝደሊ በዚ መሰረት
Electricity Electro mechanics
ደረጃ ትምህርቲ ኣድቫንስ ዲፕሎማ 2 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ል/ስራሕ ዘለዎ/ዋ 12+2 /10+2 4 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ል/ስራሕ ዘለዎ/ዋ 12+1 6 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ል/ስራሕ ዘለዎ/ዋ መብርሂ ብቅዓት ሞያ መረጋገቂ ዝሓለፈ/ት |
ትምህርቲ ደረጃ | |
ተደላይይ ክእለት | |
ልምዲ ስራሕ | |
መተሓሳሰቢ | እዚ ዝተጠቐስ ስራሕ መደብ እተማልኡ ተወዳደርቲ ስራሕ ልምድን ትምህሪ መረዳእታን ኦርጅናልን ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ብምሓዝ ምልክታ ዝተጠቀ’ሉ ደሚርኹም ኣብ ውሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ቁፅሪ 11 እንዳቐረብኩም ክትምዝገቡ ንዕድም። |