ላዕለዋይ ኪኢላ ሕንፃፃን ፕሮጀክትን

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር
መብርሂ

ድምፂ ትግራይ ሓ/ዝ/ዉ/ማ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ክፍቲ ስራሕ መደበ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

MAC,MA, BA

ተደላይይ ክእለት

ብማርኬቲንግ ኢኮኖሚክስ ቢዝነስ ማናጅመንት ኣካዊንቲንግ ቢዝነስ ኣድሚስቲሬሽን

ልምዲ ስራሕ

ን BA 6ተ ዓመት ን MAን MAC 4ተ ዓመት

መተሓሳሰቢ

መተሓሳሰቢ መሃያ ብናይ ትካል  ስኬል ኮይኑ ነዚ ዘመላእኩም ኣመልከቲ ዘለኩም ናይ ትምህርቲ መረዳእታን ካልኦት  መረዳእታታትን  ዋናን ዘይምለስ ቅዳሕን  ብምሓዝ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ 8/12/2011 ዓ/ም ክሳብ 13/12/2011ዓ/ም  ኣብ ዉሽጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልትታት ኣብ ድምፂ ወያነ ትግራይ እናቀረብኩም ዶክሜንትኩም ከተቅርቡ ትክእሉ

Share this Post:
ድሕሪት