ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ላዕለዋይ ኪኢላ ሕንፃፃን ፕሮጀክትን |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ዓርቢ ነሓሰ 10, 2011 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ ነሓሰ 13, 2011 |
ቦታ | |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | 0 |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 2 |
መብርሂ | ድምፂ ትግራይ ሓ/ዝ/ዉ/ማ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ክፍቲ ስራሕ መደበ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
ትምህርቲ ደረጃ | MAC,MA, BA |
ተደላይይ ክእለት | ብማርኬቲንግ ኢኮኖሚክስ ቢዝነስ ማናጅመንት ኣካዊንቲንግ ቢዝነስ ኣድሚስቲሬሽን |
ልምዲ ስራሕ | ን BA 6ተ ዓመት ን MAን MAC 4ተ ዓመት |
መተሓሳሰቢ | መተሓሳሰቢ መሃያ ብናይ ትካል ስኬል ኮይኑ ነዚ ዘመላእኩም ኣመልከቲ ዘለኩም ናይ ትምህርቲ መረዳእታን ካልኦት መረዳእታታትን ዋናን ዘይምለስ ቅዳሕን ብምሓዝ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ 8/12/2011 ዓ/ም ክሳብ 13/12/2011ዓ/ም ኣብ ዉሽጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልትታት ኣብ ድምፂ ወያነ ትግራይ እናቀረብኩም ዶክሜንትኩም ከተቅርቡ ትክእሉ |