ጉጅለ በመራሒ ትልምን ክትትልን ገምገማን

ኮሌጅ ፖሊቴክኒክ መቐለ
መብርሂ

መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ካበዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ካብ ደገ ብዝዉዉር ቁፃርን ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

 ኢኮኖሚክስ ፣ ብሕርሻ ፣ ስታትስቲክስ ብሪጅናል ፕላኒግ ፣ ብሶሾሎጂ፣ ማናጅመት ፣ ብጂኦግራፊ፣ ኣዲኬሽናል ፕላኒግ፣ ፖሎቲካል ሳይንስ፣ ኢንተርናሽናል ሪሌሽን ፣ እፅዋት ሳይንስ ፣ ኢንተርናሽናል ሪሌሽን ፣ እፅዋት ሳይንስ፣ ልምዓት ዝራእትን ካልኦት ዲፖሎፕመንትስ ስታዲዝ ዝተመረቀ/ት መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ፍልጠት ዘለዋ ብትልምን በጀትን ክትትልን ገምጋምን ዝሰረሐት

ተደላይይ ክእለት

ጉጅለ በመራሒ ትልምን ክትትልን ገምገማን

ልምዲ ስራሕ

1ይ ድግሪ 8ተ ቀጥታ ስራሕ ልምዲ

2ይ ድግሪ 6ተ ቀጥታ ስራሕ ልምዲ

መተሓሳሰቢ

መመዝገቢ ቦታ- መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ ነ9

ምዝገባ ዝካየደሉ እዋን 03/12/2011 ዓ/ም ክሳብ 10/12/2011 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ተኸታታሊ ን5ተ ናይ ስራሕ መዓልትታት

መመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ኣብ እዋን ምዝገባ ሒዝኩም ክትቀርቡ ኣለኩም
ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብናይ ዉሽጢ ምልክታ ይግልፅ

Share this Post:
ድሕሪት