| ኮሌጅ ፖሊቴክኒክ መቐለ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ጉጅለ በመራሒ ትልምን ክትትልን ገምገማን |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ረቡዕ ነሓሰ 8, 2011 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ ነሓሰ 10, 2011 |
| ቦታ | |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | 0 |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ካበዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ካብ ደገ ብዝዉዉር ቁፃርን ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ኢኮኖሚክስ ፣ ብሕርሻ ፣ ስታትስቲክስ ብሪጅናል ፕላኒግ ፣ ብሶሾሎጂ፣ ማናጅመት ፣ ብጂኦግራፊ፣ ኣዲኬሽናል ፕላኒግ፣ ፖሎቲካል ሳይንስ፣ ኢንተርናሽናል ሪሌሽን ፣ እፅዋት ሳይንስ ፣ ኢንተርናሽናል ሪሌሽን ፣ እፅዋት ሳይንስ፣ ልምዓት ዝራእትን ካልኦት ዲፖሎፕመንትስ ስታዲዝ ዝተመረቀ/ት መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ፍልጠት ዘለዋ ብትልምን በጀትን ክትትልን ገምጋምን ዝሰረሐት |
| ተደላይይ ክእለት | ጉጅለ በመራሒ ትልምን ክትትልን ገምገማን |
| ልምዲ ስራሕ | 1ይ ድግሪ 8ተ ቀጥታ ስራሕ ልምዲ 2ይ ድግሪ 6ተ ቀጥታ ስራሕ ልምዲ |
| መተሓሳሰቢ | መመዝገቢ ቦታ- መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ ነ9 ምዝገባ ዝካየደሉ እዋን 03/12/2011 ዓ/ም ክሳብ 10/12/2011 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ተኸታታሊ ን5ተ ናይ ስራሕ መዓልትታት መመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ኣብ እዋን ምዝገባ ሒዝኩም ክትቀርቡ ኣለኩም |