ኪኢላ ኦዲዮ ቪዥዋል

ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕዳጋን
መብርሂ

ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኤጀንሲ ምስ ሕ ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕዳጋን

ኣብ ኤጀንሲ ምስ /ሕ/ ስ /ማ/ ዕ ልምዓት ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ኣብ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት ከወዳደር ይደልይ

ትምህርቲ ደረጃ

ካብ መሰልጠኒ መራከብቲ ሓፋሽ ተመሳሳሊ ትካል ብካሜራ ብኦድዮ ቪድዮ ስራሕ ዝተመረቐ /ት

ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ

ስራሕ ልምዲ መደብ ስራሕ ብሓቶ መሰመር ሙያ ብ 10 +3 ዲፕሎማ ዝተመረቀ ወይ ብብርኪ III ዝተመረቐ  ወይ ካብ ኮለድ ዲፕሎማ ዝተመረቐ  9 ዓመትን ልዕሊኡን ስራሕ ልምዲ ዘለዎ ብላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝተመረቐ  ወይ 4 ዓመት ኮለጅ ዝወደአ 7 ዓመትን ልዕሊኡን ናይ ኮመፒተር ክእለት ዘለዎ ናይ ቪድዮ ኢዲቲንግ ክእለት ዘለዎ

መተሓሳሰቢ

መተሓሳሳቢ

  • ምዝገባ ዝካየደሉ እዋነ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 22 /02/ 2008 ዓ ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ይከዉን
  • መመዝገቢ ቦታ ኣብ ኢ /ምስ/ ሕ /ስ/ ማ /ዕ/ ልምዓትን ምም/ ር ሓይሊ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 303
  • ኣመልከቲ ኣድላዩ ትብልዎ መረዳእታኩም ዋናን ፎቶ ኮፒን ብምሓዝ ክትቀርቡ አለኩም
  • COC  ዝምልከተኩም ክን ዝሓለፈትሉ መረዳእታ ዘቅርብ

ስልኪ ቁፅሪ 03-44-41-46-53 /03-42-41-51-51 ፋ/ ቁፅሪ 03-44-40-29-66/ 03-44-40-37-10

 

Share this Post:
ድሕሪት