ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕዳጋን | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ኪኢላ ኦዲዮ ቪዥዋል |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ቀዳም ጥቅምቲ 13, 2008 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ ጥቅምቲ 22, 2008 |
ቦታ | መቐለ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | 21 -4- 2 |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 1 |
መብርሂ | ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኤጀንሲ ምስ ሕ ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕዳጋን ኣብ ኤጀንሲ ምስ /ሕ/ ስ /ማ/ ዕ ልምዓት ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ኣብ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት ከወዳደር ይደልይ |
ትምህርቲ ደረጃ | ካብ መሰልጠኒ መራከብቲ ሓፋሽ ተመሳሳሊ ትካል ብካሜራ ብኦድዮ ቪድዮ ስራሕ ዝተመረቐ /ት |
ተደላይይ ክእለት | |
ልምዲ ስራሕ | ስራሕ ልምዲ መደብ ስራሕ ብሓቶ መሰመር ሙያ ብ 10 +3 ዲፕሎማ ዝተመረቀ ወይ ብብርኪ III ዝተመረቐ ወይ ካብ ኮለድ ዲፕሎማ ዝተመረቐ 9 ዓመትን ልዕሊኡን ስራሕ ልምዲ ዘለዎ ብላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ 4 ዓመት ኮለጅ ዝወደአ 7 ዓመትን ልዕሊኡን ናይ ኮመፒተር ክእለት ዘለዎ ናይ ቪድዮ ኢዲቲንግ ክእለት ዘለዎ |
መተሓሳሰቢ | መተሓሳሳቢ
ስልኪ ቁፅሪ 03-44-41-46-53 /03-42-41-51-51 ፋ/ ቁፅሪ 03-44-40-29-66/ 03-44-40-37-10
|