ኣካዉንታት
ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይመብርሂ
ኤጀንሲ መራከብቲ ሓፋሽ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ነቲ ረቋሒ ዘማልኡ ሰራሕተኛታት ካብ ደገ ኣወዳደሩ ክቆፅር ይደሊ
ትምህርቲ ደረጃ
ቀዳማይ ዲግሪን ልዕሊኡን ብኣካዉንቲን ፣ባንክን ኢንሹራንስን ፣ ኮኦፕሬቲቭ ኣካዉንቲንግ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
1ይ ዲግሪ 6 ዓመት ቀጥታ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ /ዋ
2ይ ዲግሪ 4 ዓምት ቀጥታ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ /ዋ
መተሓሳሰቢ
መተሓሳሰቢ
ምዝገባ ቦታ ኣብ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ 3ይ ደብሪ ደ ከ ስ ኣ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 307
ኣድለይቲ ዝባሃሉ መረዳእታታት ዋንኡ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ከቅርብ ይግባእ
COC /ብቅዓት መረጋገፂ/ ዝሓለፈ / ት
ምዝገባ ዝጅመረሉ 10 /02 /2008 ክሳብ 16 /02 /2008 ኣብ ስራሕ መዓልቲ
ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 19 /02 /2008 ዓ ም ቅድሚ ሰዓት 4 ፡00
Share this Post: