በዓል ሞያን ምሕደራን ኣታሓሕዛን መረዳአታ

ኣካዳሚ ፓራዳይዝ መርሲፋል
መብርሂ

መርሲፉል ፓራዳይዝ ኣካዳሚ /ሙሉእ 1ይ፡2ይ ደረጃን መሰናድኦን ቤት ትምህርቲ/ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ መደብ ስራሕ ኣወዳዲሩ ብቐዋምነት ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ዲፕሎማ /ዲግሪ

ተደላይይ ክእለት

ብ MIS : ICT : ኣብ ማህደርን ሪኮርድን ፅብቕ ልምዲ ስራሕ ዘለዎ

ልምዲ ስራሕ

5 ዓመትን ልዕሊኡን

መተሓሳሰቢ

ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሱ ረቋሕታት ዝተማልኡ ኣመልከቲ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሙሉእ መረዳአታ ትምህርትኩም CV መረዳእታ ልምዲ ስራሕኩም መለለይ ካርዱኩም ብምሓዝ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10ተ ተኸታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልትታት ኣብ ቤት ትምህርትና እናቀረብኩም ንከተመልኩቱ ነተሓሳስብ

ኣድራሻ - ድሕሪ ምምሕዳር ክልል ትግራይ / ጥቓ ኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ/

ስ.ቁ 03 44 41 13 01 /03 44 41 85 65/ 03 44 41 98 18

Share this Post:
ድሕሪት