https://milkta.com/ti/jobs/display/7913
ኣካዳሚ ፓራዳይዝ መርሲፋል
መፀውዒ መደብ በዓል ሞያን ምሕደራን ኣታሓሕዛን መረዳአታ
ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሓምለ 26, 2011
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰንበት ነሓሰ 5, 2011
ቦታ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን መኣካላይ ደረጃ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

መርሲፉል ፓራዳይዝ ኣካዳሚ /ሙሉእ 1ይ፡2ይ ደረጃን መሰናድኦን ቤት ትምህርቲ/ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ መደብ ስራሕ ኣወዳዲሩ ብቐዋምነት ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

ዲፕሎማ /ዲግሪ

ተደላይይ ክእለት

ብ MIS : ICT : ኣብ ማህደርን ሪኮርድን ፅብቕ ልምዲ ስራሕ ዘለዎ

ልምዲ ስራሕ

5 ዓመትን ልዕሊኡን

መተሓሳሰቢ

ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሱ ረቋሕታት ዝተማልኡ ኣመልከቲ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሙሉእ መረዳአታ ትምህርትኩም CV መረዳእታ ልምዲ ስራሕኩም መለለይ ካርዱኩም ብምሓዝ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10ተ ተኸታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልትታት ኣብ ቤት ትምህርትና እናቀረብኩም ንከተመልኩቱ ነተሓሳስብ

ኣድራሻ - ድሕሪ ምምሕዳር ክልል ትግራይ / ጥቓ ኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ/

ስ.ቁ 03 44 41 13 01 /03 44 41 85 65/ 03 44 41 98 18

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle