ስእሊ /ፎቶ/ መምረፂ

ዞሊ ፕሮፎሽናል ስትድዮ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር
መብርሂ

ዞሊ ፕሮፎሽናል ስትድዮ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር  ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

10 ክፍሊን ልዕሊኡን   

ተደላይይ ክእለት

ናይ ኮምፒተር ፍልጠት ዘለዋ

ልምዲ ስራሕ

ዘለዎ ይምረፅ

መተሓሳሰቢ

መመዝገቢ ቦታ እንዳሚኪኤል ኣከባቢ ዞሊ ስትድዮ መፂኢካ ምምዝጋብ ይካኣል

ስ.ቁ 09 14 11 83 71

ምዝገባ ዝካየደሉ እዋን 25/11/2011 – 30/11/2011 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ተከታታሊ መዓልቲ

Share this Post:
ድሕሪት