| ዞሊ ፕሮፎሽናል ስትድዮ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ስእሊ /ፎቶ/ መምረፂ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሓሙስ ሓምለ 25, 2011 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሰሉስ ሓምለ 30, 2011 |
| ቦታ | |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 2 |
| መብርሂ | ዞሊ ፕሮፎሽናል ስትድዮ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | 10 ክፍሊን ልዕሊኡን |
| ተደላይይ ክእለት | ናይ ኮምፒተር ፍልጠት ዘለዋ |
| ልምዲ ስራሕ | ዘለዎ ይምረፅ |
| መተሓሳሰቢ | መመዝገቢ ቦታ እንዳሚኪኤል ኣከባቢ ዞሊ ስትድዮ መፂኢካ ምምዝጋብ ይካኣል ስ.ቁ 09 14 11 83 71 ምዝገባ ዝካየደሉ እዋን 25/11/2011 – 30/11/2011 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ተከታታሊ መዓልቲ |