ኪኢላ ጂ ኣይ ኤስ

ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ምምሕዳርን ኣጠቓቅማን መሬት ትግራይ
መብርሂ

ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢ ኣጠቓቅማን ምምሕዳርን ገፀር መሬት ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ ስራሕ መደባት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ
  • 1 ዲግሪ
  • 2 ዲግሪ  /ማስተርስ/
ተደላይይ ክእለት
  • ብGIS technician
  • ብGeo-information and Earth observation for natural resource management
  • ብGeographical information system
ልምዲ ስራሕ

ብቐዳማይ ዲግሪ ወይ ብብርኪ V ልምዲ ስራሕ 5ተ ዓመት ብ5ተ ዓመት ዝተመረቐ/ት 4ተ ዓመት ልምዲ ስራሕ ብካልኣይ ዲግሪ /ማስተርስ/ 4ተ ዓመት ብ5ዓመት ዝተረኸበ 1ይ ዲግሪ ቀፂሉ ዝተረከበ 2ይ ዲግሪ 3 ዓመት ስራሕ ልምዲ በቲ አግባብ ዘለዎ/ዋ ልምዲ ስራሕ

መተሓሳሰቢ
  • መረዳእታ ትምህርትን ይጠቕመኒ ትብልዎ ደኩመንትን ኦርጅናል ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም ትምዝገቡ ትክእሉ/ላ
  • ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 01 /02/2008 ዓ/ም እስካብ 12/02/2008 ዓ/ም ብስራሕ
  • ናይ ምዝገባ ቦታ ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢ ምምር ኣ/መሬት ክልል ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 22
  • ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ዝግለፅ ይከዉን

 

Share this Post:
ድሕሪት