| ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ምምሕዳርን ኣጠቓቅማን መሬት ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ኪኢላ ጂ ኣይ ኤስ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ረቡዕ ጥቅምቲ 3, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሓሙስ ጥቅምቲ 11, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | 20-3-28 |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢ ኣጠቓቅማን ምምሕዳርን ገፀር መሬት ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ ስራሕ መደባት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ |
|
| ተደላይይ ክእለት |
|
| ልምዲ ስራሕ | ብቐዳማይ ዲግሪ ወይ ብብርኪ V ልምዲ ስራሕ 5ተ ዓመት ብ5ተ ዓመት ዝተመረቐ/ት 4ተ ዓመት ልምዲ ስራሕ ብካልኣይ ዲግሪ /ማስተርስ/ 4ተ ዓመት ብ5ዓመት ዝተረኸበ 1ይ ዲግሪ ቀፂሉ ዝተረከበ 2ይ ዲግሪ 3 ዓመት ስራሕ ልምዲ በቲ አግባብ ዘለዎ/ዋ ልምዲ ስራሕ |
| መተሓሳሰቢ |
|