| ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ኪኢላ ትልምን ሪፖርትን |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ረቡዕ ጥሪ 14, 2006 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሰሉስ ጥሪ 20, 2006 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ ቀፂሉ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ካብ ደገ ስራሕተኛ ኣወዳዲሩ ከቆፅር ይደሊ
ኢኮኖሚክስ/ ሶሽዮሎጂ ኢኮኖሚክስ/ ሕርሻ ኢኮኖሚክስ/ስታስቲክስ/ርጅናል ፕላኒንግ/ማርኬቲንግ/ ተመሳሳሊ ሙያ
ቢ.ኤስ.ሲ ዲግሪ 10 ዓመት ስራሕ ልምዲ ኤም.ኤስ.ሲ ዲግሪ 8 ዓመት ስራሕ ልምዲ |
| ትምህርቲ ደረጃ | |
| ተደላይይ ክእለት | |
| ልምዲ ስራሕ | |
| መተሓሳሰቢ | ናይ ምዝገባ ጊዜ ካብ 12/05/2206 ክሳብ 19/05/2006 ናይ ምዝገባ ቦታ ኢንትርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ክልል ትግራይ ናይ ምዝገባ ሰዓት ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ተወዳደርቲ መረዳእታ ትምህርቲ ኦርጅናል ምስ ፎቶኮፒ ሒዝኩም ኣብ ኪኢላ ትልምን ምውፋር ሓ/ሰብ ቀረብን ክትምዝገቡ ትክእሉ። |