ላዕለዋይ ኦዲተር-3

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ
መብርሂ

ኢንተርፕራዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ቀፂሎም ንዝርከቡ ክፍቲ ስራሕ መደባት ብቋሚ ስራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

ትምህርቲ ደረጃ

2ድግሪ

1ድግሪ

ተደላይይ ክእለት

ኣካዉንቲንግ /ተዛማዲሙያ

ልምዲ ስራሕ

2ይ ድግሪ ዝተመረቐ 4 ዓመት አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

1ይ ድግሪ /3 ዓመትትምህርቲ /ዝተመረቐ 6 ዓመት አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

መተሓሳሰቢ
  • ናይ ምዘገባ ዕለት ካብ 29 /01/ 2008 ክሳብ 06/ 02 /2008 ዓም
  • ናይ ምዘገባ ሰዓት ኩሉግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት
  • አመልከቲ መረዳእታ ትምህርቲ ኦርጅናል ምስዘይምለስ ፎቶኮፒ ሒዝኩም ትቅርቡ
  • ናይ ምዘገባ ቦታ ፔርሶኔል ክፍሊ ቁፅሪ 10 ቀሪብኩም ትምዝገቡ ትኽእሉ
Share this Post:
ድሕሪት