| ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ላዕለዋይ ኦዲተር-3 |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ረቡዕ ጥቅምቲ 3, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሰንበት ጥቅምቲ 7, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ኢንተርፕራዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ቀፂሎም ንዝርከቡ ክፍቲ ስራሕ መደባት ብቋሚ ስራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | 2ይ ድግሪ 1ይድግሪ |
| ተደላይይ ክእለት | ኣካዉንቲንግ /ተዛማዲሙያ |
| ልምዲ ስራሕ | 2ይ ድግሪ ዝተመረቐ 4 ዓመት አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ 1ይ ድግሪ /3 ዓመትትምህርቲ /ዝተመረቐ 6 ዓመት አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ |
| መተሓሳሰቢ |
|