ሃይድሮጂኦሎጂስት

ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ
መብርሂ
ሃይድሮጂኦሎጂስት መቐለ
ትምህርቲ ደረጃ
  •  BSC
  • Msc
     
ተደላይይ ክእለት

 ንፅንዓት ዲዛይንን ዘገልግሉ ዝተፋላለዩ ሶፍትዌራት ክእለት ዘለዎ /ዋ ምስ ጋንታ ተሓባቢርካ ናይ ምስራሕ ክእለት ዘለዎ /ዋ ፣ብስነ ምግባር መርኣያ ዝኮነ /ት፣ንለዉጢ ዝተቀረበ /ት

ልምዲ ስራሕ

ብጂኦሎጂ BSC ዲግሪ 4 ዓመት

ኣፕላይድ  ጂኦሎጂ BSC ዲግሪ 2 ዓመት

ሃይድሮጂኦሎጂ Msc 0 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ
 

መተሓሳሰቢ

እዚ ዝተጠቀሰ  ስራሕ መደብ እተማልኡ ተወዳደርቲ ስራሕ ልምድን ትምህርቲ መረዳእታን ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ካብ ምልክታ ዝተጋወሐሉ ጊዜ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ቁፅሪ 11 እንዳቀረብኩም ክትምዝገቡ ንዕድም

Share this Post:
ድሕሪት