https://milkta.com/ti/jobs/display/764
ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ
መፀውዒ መደብ ሃይድሮጂኦሎጂስት
ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጥቅምቲ 3, 2008
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ረቡዕ ጥቅምቲ 10, 2008
ቦታ መቐለ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን መኣካላይ ደረጃ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ ሃይድሮጂኦሎጂስት መቐለ
ትምህርቲ ደረጃ
  •  BSC
  • Msc
     
ተደላይይ ክእለት

 ንፅንዓት ዲዛይንን ዘገልግሉ ዝተፋላለዩ ሶፍትዌራት ክእለት ዘለዎ /ዋ ምስ ጋንታ ተሓባቢርካ ናይ ምስራሕ ክእለት ዘለዎ /ዋ ፣ብስነ ምግባር መርኣያ ዝኮነ /ት፣ንለዉጢ ዝተቀረበ /ት

ልምዲ ስራሕ

ብጂኦሎጂ BSC ዲግሪ 4 ዓመት

ኣፕላይድ  ጂኦሎጂ BSC ዲግሪ 2 ዓመት

ሃይድሮጂኦሎጂ Msc 0 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ
 

መተሓሳሰቢ

እዚ ዝተጠቀሰ  ስራሕ መደብ እተማልኡ ተወዳደርቲ ስራሕ ልምድን ትምህርቲ መረዳእታን ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ካብ ምልክታ ዝተጋወሐሉ ጊዜ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ቁፅሪ 11 እንዳቀረብኩም ክትምዝገቡ ንዕድም

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle