ሰራሕተኛ ሪከርድን ማህደርን

ቤት ፅሕፈት ስቪል ሰርቢስ ከተማ መቐለ
መብርሂ

ቤት ፅሕፈት ሲቪል ሰርቪስ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ንግድን ኢንዱስትሪን ከተማ መቐለ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብቁፃር ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡

ትምህርቲ ደረጃ

ሪከርድ ማናጅመንት፣ ላይብረሪ ሳይንስ፣ ሴክረተርያል ሳይንስ፣ ኦፊስ ማናጅመነት፣ ሃርድ ዌር ኤንድ ኔትዎርክ ሰርቪሲንግ፣ ዳታ ቤዝ ኣድሚኒስትሬሽን፣ ኣይቲ ሰርቪስ ማናጅመነት፣ ሪጉላቶሪ ሰርቪስ ማናጅመንት፣ ማናጅመነት ክሪኤሽን ኤንድ ሪሶርስ ሞባላይዜሽን ቢዝነስ ወዘተ

ተደላይይ ክእለት

ብዲፕሎማ 2ተ ዓመት

ልምዲ ስራሕ

ብዲፕሎማ 2ተ ዓመት

መተሓሳሰቢ

1 መመዝገቢ ቦታ ቤት ፅ/ት ሲቪል ሰርቪስ ከተማ መቐለ

2  መመዝገቢ ዕለት 07/10/2011ዓ/ም ክሳብ 13/10/2011ዓ/ም    

3 መመልመሊ ዕለት 14/10/2011 ዓ/ም

         4 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብናይ ውሽጢ ምልክታ ይግለፅ

 ይጠቅመና ዝብልዎ ስራሕ ልምዲን ትምህርትን መረዳእታን ኦርጂናልን ዘይምልስ ፎቶ ኮፒን ክተቅርቡ ኣለኩም

Share this Post:
ድሕሪት