| ቤት ፅሕፈት ስቪል ሰርቢስ ከተማ መቐለ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ሰራሕተኛ ሪከርድን ማህደርን |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሓሙስ ሰነ 13, 2011 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሰንበት ሰነ 16, 2011 |
| ቦታ | |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ቤት ፅሕፈት ሲቪል ሰርቪስ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ንግድን ኢንዱስትሪን ከተማ መቐለ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብቁፃር ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ሪከርድ ማናጅመንት፣ ላይብረሪ ሳይንስ፣ ሴክረተርያል ሳይንስ፣ ኦፊስ ማናጅመነት፣ ሃርድ ዌር ኤንድ ኔትዎርክ ሰርቪሲንግ፣ ዳታ ቤዝ ኣድሚኒስትሬሽን፣ ኣይቲ ሰርቪስ ማናጅመነት፣ ሪጉላቶሪ ሰርቪስ ማናጅመንት፣ ማናጅመነት ክሪኤሽን ኤንድ ሪሶርስ ሞባላይዜሽን ቢዝነስ ወዘተ |
| ተደላይይ ክእለት | ብዲፕሎማ 2ተ ዓመት |
| ልምዲ ስራሕ | ብዲፕሎማ 2ተ ዓመት |
| መተሓሳሰቢ | 1 መመዝገቢ ቦታ ቤት ፅ/ት ሲቪል ሰርቪስ ከተማ መቐለ 2 መመዝገቢ ዕለት 07/10/2011ዓ/ም ክሳብ 13/10/2011ዓ/ም 3 መመልመሊ ዕለት 14/10/2011 ዓ/ም 4 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብናይ ውሽጢ ምልክታ ይግለፅ ይጠቅመና ዝብልዎ ስራሕ ልምዲን ትምህርትን መረዳእታን ኦርጂናልን ዘይምልስ ፎቶ ኮፒን ክተቅርቡ ኣለኩም |