ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዱስትርን ክልል ትግራይ | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ፋይናንስ ምም/ር ኦፊሰር |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ ጥሪ 6, 2006 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ ጥሪ 12, 2006 |
ቦታ | መቐለ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | 3-11-6 3-11-8 |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 2 |
መብርሂ | ቢሮ ል/ከ/ንግ/ኢንዱስትሪን ክልል ትገራይ ዝስዕብ ክፍቲ ሰራሕ መደብ ሰራሕነኛ ኣወዳዲሩ ከዕቢ፣ ክዛውር፣ ክቖፅርን ይደሊ
ተደላይ ክእለትን ዓይነት ትምህርቲን BA ወይ ዲፐሎማ ብኣካውንቲንግ፣ ቢዝነስ ኢዲኬሽን፣ ባንኪ ኢንሺራንስን ኮኦፕሬቲቭ ኣካውንቲንግ
|
ትምህርቲ ደረጃ | |
ተደላይይ ክእለት | |
ልምዲ ስራሕ | |
መተሓሳሰቢ | መተሓሳሰቢ
|