ኪኢላ ምጥያሽን ምጥንኻርን መመዘኒ ማእኽላት
ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይመብርሂ
ምልክታ ንስራሕ ደለይቲ
አብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ ዘሎ መደብ ስራሕ ብዝዉዉርን ብቁፃርን ካብ ደገ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ::
ትምህርቲ ደረጃ
ደረጃ ት/ቲ ስራሕ ልምዲ : 1ይ ድግሪን ልዕሊኡን ብኮንስትራክሽን: ኣዉቶ ሞቲቭ : ብሓፂን መፂን : ብሕርሻ ኮይኑ/Plant Science : Natural Resource : Irrigation/ ብቴክስታይል: ብቆርበት: ብሆቴል ትሪዙምን ብማይ ቴክኖሎጅን: ማንፋክቸሪንግ
ተደላይይ ክእለት
ተደላይ ኽእለት
- ን 1ይ ዲግሪ 9ተ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ
- ን2ይ ድግሪ 7ተ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኾይኑ/ና
- ናይ ብቕዓት መረጋገፂ ብድረጃ IV ተመዚኑ ብቁዕ ዝኾነ/ት
- መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ ምኻኑ መረዳእታ ዘቅርብ/ እትቅርብ
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ
መመዝገቢ ቦታ
- ኣብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 10 ደ/ ከ/ስራሕ አመራርሓ ስራሕቲ ሓየሊ ሰብ
አድራሻ : ኤጀንሲ ምርጋግፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ቀበሌ 17 ጥቃ ዕዳጋ ብዕራይ ወይ ክላስተራትና
- ንዞባ ሰ ምዕራብ /ሽረ/ ዲሰከ ክላስተር መተሓባበሪ ኣብ ማይክሮ ፋይናንስ ህንፃ ስ ቁ 0344434335 ወይ 0914780669
- ንዞባ ደቡብ /ማይጨዉ/ ዲሰከ ክላስተር መተሓባበሪ ኣብ የግል ድርጅት ዋስትና ህንፃ ስ ቁ 0347771643 ወይ 0910799903
- ንዞባ ማእከል /ኣክሱም/ ዲሰከ ክላስተር መተሓባበሪ ኣብ ማይክሮ ፋይናንስ ህንፃ ስ ቁ 0347753909 ወይ 0914743621
ተወሳኺ ሐበሬታ ብስ ቁ 0348409235 ወይ 0914748573 ወይ 0914876912
Share this Post: