| ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ኪኢላ ምጥያሽን ምጥንኻርን መመዘኒ ማእኽላት |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ መጋቢት 22, 2007 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሰሉስ ሚያዝያ 6, 2007 |
| ቦታ | ዞባ ሰ/ምዕራብ /ሽረ/ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | 36-3-5- 5 |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ምልክታ ንስራሕ ደለይቲ አብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ ዘሎ መደብ ስራሕ ብዝዉዉርን ብቁፃርን ካብ ደገ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ:: |
| ትምህርቲ ደረጃ | ደረጃ ት/ቲ ስራሕ ልምዲ : 1ይ ድግሪን ልዕሊኡን ብኮንስትራክሽን: ኣዉቶ ሞቲቭ : ብሓፂን መፂን : ብሕርሻ ኮይኑ/Plant Science : Natural Resource : Irrigation/ ብቴክስታይል: ብቆርበት: ብሆቴል ትሪዙምን ብማይ ቴክኖሎጅን: ማንፋክቸሪንግ |
| ተደላይይ ክእለት | ተደላይ ኽእለት
|
| ልምዲ ስራሕ | |
| መተሓሳሰቢ |
መመዝገቢ ቦታ
አድራሻ : ኤጀንሲ ምርጋግፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ቀበሌ 17 ጥቃ ዕዳጋ ብዕራይ ወይ ክላስተራትና
ተወሳኺ ሐበሬታ ብስ ቁ 0348409235 ወይ 0914748573 ወይ 0914876912
|