ሞተረኛ ፖስተኛ

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ
መብርሂ

ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ብደገ ዝውውር ቁፃርን ክቆፅር ይደሊ፡፡

ትምህርቲ ደረጃ

10ይ ክፍሊ ዝወድአ 1ይ ብርኪ መዘወሪ ፍቃድ ዘለዋ/ዎ

ተደላይይ ክእለት

10ይ ክፍሊ ዝወድአ 1ይ ብርኪ መዘወሪ ፍቃድ ዘለዋ/ዎ

ልምዲ ስራሕ

0 ዓመት ልምዲ ስራሕ

መተሓሳሰቢ

1 ናይ ምዝገባ እዋን ካብ ዕለት 28/09/2011ዓ/ም ክሳብ 06/10/2011ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት

2 መመዝገቢ ቦታ ኣብ ቢሮና ኦፊስ ቁፅሪ 263 ኣብ ዳ/ኣመ/ሰ/ሓይሊ ሰብ ኣብ ስራሕ ሰዓት

3 ኣብ እዋን ምዝገባ ት/ቲ መረዳእታ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ምስ አርጂናሉ ምቅራብ፤

4ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብዝወፀ ምልክታ ይግለፅ፣

5 ተወዳደርቲ መረጋገፂ ብቅዓት/ሲኦሲ/ ዝምልከተኩም/ክን እንትኮኑ ዝሓለፈ/ት ምካኑ/ና መረጋገፂ ከቅርብ ዝክእል፤

 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-418065

Share this Post:
ድሕሪት