ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ሞተረኛ ፖስተኛ |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ዓርቢ ጉንበት 30, 2011 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሓሙስ ሰነ 6, 2011 |
ቦታ | |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 1 |
መብርሂ | ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ብደገ ዝውውር ቁፃርን ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
ትምህርቲ ደረጃ | 10ይ ክፍሊ ዝወድአ 1ይ ብርኪ መዘወሪ ፍቃድ ዘለዋ/ዎ |
ተደላይይ ክእለት | 10ይ ክፍሊ ዝወድአ 1ይ ብርኪ መዘወሪ ፍቃድ ዘለዋ/ዎ |
ልምዲ ስራሕ | 0 ዓመት ልምዲ ስራሕ |
መተሓሳሰቢ | 1 ናይ ምዝገባ እዋን ካብ ዕለት 28/09/2011ዓ/ም ክሳብ 06/10/2011ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት 2 መመዝገቢ ቦታ ኣብ ቢሮና ኦፊስ ቁፅሪ 263 ኣብ ዳ/ኣመ/ሰ/ሓይሊ ሰብ ኣብ ስራሕ ሰዓት 3 ኣብ እዋን ምዝገባ ት/ቲ መረዳእታ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ምስ አርጂናሉ ምቅራብ፤ 4ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብዝወፀ ምልክታ ይግለፅ፣ 5 ተወዳደርቲ መረጋገፂ ብቅዓት/ሲኦሲ/ ዝምልከተኩም/ክን እንትኮኑ ዝሓለፈ/ት ምካኑ/ና መረጋገፂ ከቅርብ ዝክእል፤ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-418065 |