ማናጀር ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ
መብርሂ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ዘለዋ ክፍቲ ስራሕ መደብ ማናጀር ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ረቋሒ ዘማልኡ ስራሕ ደለይቲ ኣወዳዲራ ትቆፅር ትደሊ፡፡

ትምህርቲ ደረጃ

ብጠቅላላ ሕርሻ፣ ኣኒማል ሳይንስ፣ ኣግሮ ኢኮኖሚክስስ፣ ከኦፕሬቲቭን ካልኦት ተዛመድትን

ተደላይይ ክእለት

መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዋ/ዎ

ልምዲ ስራሕ

ንዲግሪ 8 ዓመት ስራሕ ልምዲ

ንማስተርስ ዲግሪ 6 ዓመት ስራሕ ልምዲ

መተሓሳሰቢ

1 ምዝገባ ዝጅመረሉ ካብ 28/09/2011ዓ/ም ክሳብ 11/10/2011ዓ/ም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት

2 ምዝገባ ዝካየደሉ ቦታ ኣብ ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 420

3 ናይ ፈተና ገዘ ብምልክታ ይግለፅ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-409923 ምድዋል ይከኣል፤

Share this Post:
ድሕሪት